ዕንቅፋት ዝመለኦ ህይወት

in #writinglast year

ናይ ዓለምና ነገር ኣይገርመኩምን? "ዓለም ትሽዓተ ዘይትመልእ ዓሰርተ" ዝበሃል ሓቂ እዩ።ሽሕ ግዜ ሃፍታም ኹን፣ሽሕ ግዜ ስኬታማ ኹን፤ ዝኾነ ጎዶሎ ኣይትስእንን!
ንኣብነት፦ ድኻ "ገንዘብ ስኢነ" ኢሉ ይሓዝን። ሃፍታም "ጥዕና ስኢነ" ኢሉ ይሓዝን። ወንደላጤ"ሓዳር ዘይገበርኩ"ኢሉ ይሓዝን። በዓል ሓዳር "ዘይወለድኩ" ኢሉ ይሓዝን። ዘይተማሃረ "ተዝመሃር ኔረ" ኢሉ ይሓዝን።ዝተመሃረ "ስራሕ ስኢነ" ኢሉ ይሓዝን።በዓል ስራሕ"ደሞዝ ውሒዱኒ" ኢሉ ይሓዝን።
ግን ንምንታይ?

20250522_094623.jpg

Sort:  

ኣበይ ኣለኹም ደቂ ዓደይ።ድጋፍኩም የድልየኒዩ።

Coin Marketplace

STEEM 0.05
TRX 0.32
JST 0.082
BTC 64774.94
ETH 1764.56
USDT 1.00
SBD 0.42